Use APKPure App
Get Tigrinya English Learning app old version APK for Android
Tigrinya İngilizce Öğrenme uygulaması, Tigrigna İngilizce, İngilizce Eğitimi Tigrince bilgi
Tigrinya İngilizce Öğrenme uygulaması
ብቀሊሉ እንግሊዝ ምምሃር
ብቀዳምነት ነዚ ኣፕሊኬሽን ጽዒንኩም ትጥቀሙ ምህላውኩም ኣዚና ነምስግን. ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝኾኑ ሰባት ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ሓገዝ ምሃብ ኢዩ.
Çalışma İngilizce ve Tigrinya Kelime, Tigrince İngilizce kelime öğrenin
ብርክት ዝበሉ ቃላት ኣብ ልዕሊ ዕስራን ሓሙሽተን ዝኸውን ምድባት ተኸፋፊሎም ቀሪቦም ኣሎዎ. እዞም ምድባት እዚኣቶም ከምኒ ቁጽርታት, ግዜ, መጓዓዝያ, ኣንፈት, ኩነታት ኣየር, መግቢ, ናይ ስራሕ ቃለ-ምሕትት, ኣካልትና, ክዳውንቲ, ጥዕና, ስምዒት, በረራን ወዘተ ዝሓዙ ኢዮም.
ነፍሲወከፍ ምድብ ንዓኣ ዝምልከት ቃላት ኣለዉዋ. ንከትጽንዖ ዝደለኻ ምድብ ብምምራጽ ነቶም ኣብኡ ዝርከቡ ቃላት ክትመሃሮም ትኽእል ኢኻ.
ነፍሲወከፍ ምድብ ኣብ ትመርጽሉ እዋን ክልተ ምርጫ ይወሃበካ “Çalışma” ዝብል, እዚ ድማ ብቅድም ተኸተል ከተጽንዕ እንተደሊኻ ይምረጽ.
እቲ ሓደ “Tüm kelimeler” ዝብል ምርጫ ድማ ነቶም ኣብቲ ትሕቲ እቲ ጉጅለ ዝርከቡ ቃላት ንኹሎም ብምዝርዛር ዝደለኻዮ ቃል ክትመርጽ የኽእለካ. ብተወሳኺ ኣብዚ ኣፕሊኬሽን ትረኽብዎ ሓገዝ ናይ ኣደማምጻ ኢዩ.
ነፍሲወከፍ ናይ እንግሊዘኛ ቃል ናቱ ኣደማምጻ ኣለዎ, ነዚ ንምስማዕ ድማ ነቲ ናይ መጉልሒ ድምጺ ምልክት ምጥዋቕ የድሊ.
ሽሕ እኳ እዚ ኣፕሊኬሽን ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ተባሂሉ እንተተዳለወ, ዝኾነ ትግርኛ ክመሃር ዝደሊ ሰብ እሞ ኸኣ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ቃላት ክርዳእ ዝኽእል ሰብ ተረባሓይ ክኸውን ይኽእል ኢዩ.
ደጊምና ነዚ ኣፕሊኬሽና ምጥቓምኩም ነመስግን, ዝኾነ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጠቡ.
Last updated on Mar 1, 2024
This is a complete update of the app. Additional Vocabulary and Sentences added, Practice Exam have been Added, many more.
Install and check, this is one of the best Tigrinya English Learning App.
Yükleyen
ကိုယ္ရံေတာ္ နက္ဆိုးေလ
Gereken Android sürümü
Android 5.0+
Kategori
Bildir
Tigrinya English Learning app
3.81 by Afromium Digital Solutions
Mar 1, 2024